ዝተመሓሸ ቋንቋ እንግሊዝ
ዝተመሓሸ ሕይወት
ንሓደሽቲ በጻሕቲ ናጻ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ
*ዝጸደቐ ጊዝያዊ ቪዛታት ንናይ ስራሕን ዕረፍትን ቪዛ፡ ናይ ጊዜ ዕረፍቲ ናይ ስራሕ ቪዛ ወይ ናይ በጻሕቲ ቪዛታት ከም ዘየካትት ብኽብረትካ ኣስተውዕል።
OR
OR
ጥቓኻ ናብ ዚርከብ ቦታ TAFE ኲንስላንድ ብጻሕ።
ናይ ፓስፖርትን ቪዛኻን ሓበሬታ ቅሩብ ግበሮ።
The AMEP is funded by the Australian Government Department of Home Affairs. In Queensland, the AMEP is delivered through TAFE Queensland.